Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ኣምባሳደር ነርወይ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ

ኣምባሳደር ነርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክርስተንሰን ኣብ ህልዉ ኩነታት፣ተስፋታትን ብድሆታትን ትግራይ ኣድሂቦም ምስ ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ፕሮፌሰር ክንድያ ገ/ህይወትን ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ መቐለን ዘትዮም።

ኣብቲ እዋን ድማ መንግስቲ ነርወይ ኣብ ዓውደ ጥዕና ትግራይ ሓጋዚ ኮይኑ ከም ዝፀንሐ ዝገለፁ ፕሮፌሰር ክንደያ ነርወይ ካብ 1996 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ህንፀት ትካላዊ ዓቕሚ ንዝገብሮ ዘሎ ድጋፍን ክትትልን ንኢዶም።

ደወት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *