Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ውህብቶ ምልክት ፍቕርን ደገፍን ቫቲካን !!

ንትካል ጥዕና ዓለም (WHO) ዝመርሑ ዘለው ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብዘመዝግብዎ ዘለው ውፅኢታዊ ስራሕቲ ካብ ብርክት ዝበላ ሃገራትን ትካላትን ናይ ኣፍልጦ ሽልማት እናተበርከተሎም መፂኡ እዩ።

ጳጳስ ካቶሎካዊ ቤተክርስትያን ቅዱስ ፖፕ ፍራንሲስ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ቫቲካን ተቐቢሎም ዘዛረረብዎም ኮይኑ ቅዱስ ፖፕ ፍራንሲስ ንዶክተር ቴድሮስ ውህብቶ ቫቲካን ከምዘበርከትሎም ግልጋሎት ዜና ካቶሊክ ፀብፂቡ ኣሎ።

ከም ፀብፃብ እቲ ግልጋሎት ዜና ዝርዝር ትሕዝቶ ርክባቶም ኣመልኪቱ ዕላዊ እንተዘይኮነ’ውን ፖፕ ፍራንሲስ ኣርማ ምልክት ፍቕርን ደገፍን ዝሓዘ ሽልማት ብውህብቶ ከም ዘበርከትሎም ፀብፂብ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *