ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ምድሓን ቁጠባ ድሕረ ኲናት፣ዳግመ ህንፀት፣ ኢንቨስትመንትን ንግዳዊ ምንቅስቓስን ንውሑስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዋዕላ ብምትሕብባር ሚኒስትር ሰላም፣ትካል ዓለም ለኻዊ ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ፣ዓለም ለኸ ማእኸል ድጋፍ ዉልቀ ትካላትን ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲ ማሕበራትን ትግራይን ዝተዳለወ ኢዩ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!