Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ።

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015ን ትልሚ 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ እቲ ኮርፖሬሽን ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ተዛሪቦም።

ዘርኣዮ ጥንካረ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቲ ኮርፖሬሽን ካብ ዘፍረዮም ፍሪያታት ብተወሳኺ ናይ መለዋወጢ ኣቑሑ ሕፅረታት ንምቕራፍ ፍሪያቱ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ጠመተ ክገብር ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *