Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኮርነር ኣሜሪካ ዝተባሃለ ትካል ምስ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብምትሕብባር ተቛሪፁ ዝነበረ ኣብ መናእሰይ ዘተኮረ ኩለመዳያዊ ማሕበረሰባዊ ለውጢ ስራሕ ብዕሊ ጀሚሩ።

እዚ ትካል 2012 ዓ/ም ጀሚሩ እንተነበረ እውን ብሰንኪ ቫይረስ ኮረናን ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኲናትን ተቛሪፁ ከም ዝነበረን ሐዚ ድማ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ስሩሑ ብዕሊ ከም ዝጀመረ ኣታሓባበሪ ልእኹቶ ዓለም ለኻዊ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ ኣብ ኢ/ያ ስኮት ሆክላንደር ሓቢሮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *