“ ካውንስል ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ መደምደምታ ” ዝብል በዓል 11 ነጥቢ ዝሓዘ ሰነድ ኣወፂኡ፡፡ ኣብቲ ሰነድ ኢትዮጵያ ቁልፊ ስትራተጂክ ማሓዛ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ዛባ ቀይሕ ባሕርን ብሰፊሑ ድማ ኣብ ኣፍሪካ ክፍለ ዓለም ምኳና ገሊፁ፡፡ ዝላቂ ሰላም ክህሉ፣ ሰባኣዊ ሓገዝ ክቅፅል፣ ኣለቃሕቲ ልቃሕ ከመቻችዋ ፣ ባዓዳውያን ሓይልታት ካብ ግዝኣት ኢትዮጵያ ክወፁ ፣ ሰላምን ምርግጋእን ኢትዮጵያ ብዕቱብ ከምዝድግፉ፣ ግዛኣታዊ ሓድነትን ላእላውነትን ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ዝብሉ ነጥብታት ይርከብዎ፡፡ ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ሊንክ እተው፡፡
