Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ካብ ዝተፈላለዩ ዓወዲታት ዝተውፃፅኡ ሰብ ሃፍቲ ዘካተተ ልኡኽ 13 ሓምለ 2015 ዓ/ም መቐለ ኣትዮ።

ብተበግሶ ኢንሽቲቭ ኣፍሪካ ዝተዳለወ መድረኽ ንግዲ ንሰላም ፌሌውሽፕ ፕሮግራም ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሓንገጠ እዩ።

ኣብ ፈላማይ ውዕልኡ ረብሓ ማሕበረሰብ ንግዲ ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ብዝብል መሪሒ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ፣ተወካሊት ኢንሸቲቭ ኣፍሪካ ወ/ሮ ዳለያ አሸናፊ፣ወከልቲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ከምእውን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝተዋፈሩ ሰብሃፍቲ ይሳተፉ ኣለው።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብኩናት ዝዓነዎ ፍብሪካታትን መዕቖቢ ተመዛበልቲን ዑደት ክገብር ትፅቢት ይግበር።

እቲ ዋዕላ ብቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ እዩ ተዳልዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *