እቶም ኣብቲ ወፍሪ ዝተሳተፉ ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ንግዲ ከተማ መቐለ፥ ካብ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት፥ ካብ ጋንታ ስፖርት መቐለ 70 እንደርታን ሲራክ ማሕበር መናእሰይን ካልኦትን ዝርከብዎም እዮም።
ከም ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ድማ ኣብ 5 ወረዳታት ወፍሪ ዓፂድ ንስድራ ስውኣት ተሳሊጡ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!