ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ።
እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት ዝኸውን 17 ነጥቢ 368 ቢልየን ከም ዘፅደቐ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!