Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኩርናዕ ኣሜሪካ ኣብ መቐለ ዳግም ተከፊቱ

ኩርናዕ ኣሜሪካ ብዝብል ዝፍለጥ ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጅን ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ዳግም ተኸፊቱ ግልጋሎት ክህብ ጀሚሩ ።

እዚ ብምትሕብባር ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያን መቐለ ዩንቨርስትን ዝተሃነፀ ማእከል መንእሰይ ክእለት ቋንቋ እንግሊዘኛ ክብ ዘብልሉን ምስ ካልኦት ዓለም ለኸ ዩኒቨርስቲታት ርክባት ክፈጥሩን ዓቕሞም ዘዕብይሉን ሙዃኑ ተሓቢሩ ።

ኩርናዕ ኣሜሪካ ዳግም ምኽፋቱ ኣብ ምብሳር ኣብ ኢትዮጵያ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (USAID) ሲን ጆንሰን ካልኦት ዕዱማትን ተረኺቦም እዮም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *