እዚ ዝተገፀ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ንዘሎ ምንቕናቕ ስራሕቲ መስኖ ኣመልኪቱ ብብርኪ ዞባ ኣብ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዑደትን ልውውጥ ተመኩሮን ንጥፈታት መስኖ እንትካየድ እዩ።
ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ልዕሊ 18 ሽሕ ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ከምዘሎ ድማ ተሓቢሩ ኣሎ ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!