Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ከይዲ ስነ-ስርዓት ሢመተን ምድብን ኤጲስቆጶሳት

ከይዲ ስነ-ስርዓት ሢመት ኤጲስቆጶሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ክሳብ ሐዚ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ድማ ሲመትን ኣንብሮተ እድን ዝተኻየደ ኾይኑ

  1. ብፁእ ኣቡነ ሊባኖስ- ኤጲስ ቆጶስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ትግራይ ማይጨው
  2. ብፁእ ኣቡነ ናትናኤል- ኤጲስ ቆጶስ ሃገረ ስብከት ምዕራብ ትግራይ ሑሞራ
  3. ብፁእ ኣቡነ ኣረጋዊ-ኤጲስ ቆጶስ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃንን ዋና ፀሓፊ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይን
  4. ብፁእ ኣቡነ የሐሃንስ-ኤጲስ ቆጶስ ቅዱስ ፍሬ ምናጦስ ኣቡነ ሰላማ መንፈሳዊ ኮለጅን ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራልን
  5. ብፁእ ኣቡነ ኣትናቴዎዮስ-ኤጲስ ቆጶስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ምብራቕ ትግራይ
  6. ብፁእ ኣቡነ እምባቆም-ኤጲስ ቆጶስ ሃገረ ስብከት ደብረ ገነት ቅዱስ ጊወርጊስ ቨርጅንያ

ኮይኖም ተሰይሞም ኣለው።

እቲ ስነ ስርዓት ክሳብ ቀትሪ ስዓት 6:00 ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪ ክቕፅል እዩ።

ኣክሱም

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *