Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

እስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝተፀወዐ ጉባኤ ብዘስምምዕነት ተበቲኑ

ተጋዲዱ ዘቐፀለ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ትማሊ ብግብፂ ዝተኻየደ ጉባኤ ሰላም ብዘስምምዕነት ተበቲኑ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ኣሜሪካን እስራኤልን እንተይተሳተፋ ምትራፈን ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

ኣቐባሊ ቃል ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣሕመድ ፋህሚ ኣብዝሃቡዎ መግለፂ÷ “ግብፂ እናተበኣኣሰ ኣብ ዝመፅአ ሰብኣዊ ቅልውላው ንተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ጭብጢ ኣብ ምትሓዝ ተሳኺዑላ ኢዩ” ኢሎም፡፡

ኣብቲ ጉባኤ÷ ተወከልቲ ሕቡራት መንግስታት ፣ ጆርዳን፣ ኳታር፣ ቻይና፣ ፈረንሳይ፣ ጀርመን፣ ሩሲያን ብሪታኒያን ሓዊሱ ተወከልቲ ልዕሊ 30 ሃገራት ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *