ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብታ ብወራር ዝሓዝዋ ትግራወይቲ ከተማ ሰቲት ሑመራ ተመሪቖም:: ዕጡቓት ኣምሓራ ምስኤርትራ ሓደ ግንባር ብምፍጣር ሕዚ እውን ማሕለኻ ሰላም ዀይኖም ቐፂሎም ኣለው:: እቶም መደራደርቲ ኣካላት እውን ድምፆም ኣጥፊኦም:: መራሕቲ ትግራይ ግን ኣበይ ኣለው?

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!