Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ ምሁራን ኣማራፂ ሓሳብ ንከቕርቡ እቲ ዩንቨርስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ጉዳይ ወሰንን ማንነትን፣ ሕገ መንግስቲ፣ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ወዘተ በዝምልከት እቲ ዩንቨርስቲ ግድኡ ከምዝተዋፅአ ኣዘኻኺሮም።

ሕቶ ወደብ ሎሚ ዝተጀመረ ከምዘይኮነ ብምሕባር፥ ቅድም እንትብል ዝለዓል ዝነበረ ሕቶ ከምዝኾነ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *