Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ይዝትዩ ኣለዉ

ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይዝትዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት እቲ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *