Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣኼባ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ጀሚሩ

“ውድብና ብምድሓን ንመድረኻዊ ተልእኹኡ ነብቅዕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ፤ ሎሚ ቀዳም 7 መጋቢት 2016 ዓ/ም ንምይይጥ ዝተዳለው ሰነዳት ንተሳተፍቲ ብምቕራብ ጀሚሩ ኣሎ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *