Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ 2015/16ዓ.ም ኣብ ትግራይ ክዝራእ ተታሒዙ ካብ ዝነበረ ትልሚ እቲ 48 ሚኢታዊ ጥራሕ ተግባራዊ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ።

ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ዘይምትግባሩ ዘጋጠመ ድርቅን ወራር ዕስለ ኣምበጣን እቲ ትልሚ ተግባራዊ ከይኸውን ዕንቅፋት ምዃኑ እውን ሓቢሩ ኣሎ።

መንግስቲ ፌደራል ዘለዎ ሓላፍነት ብህፁፅ ክዋፃእ ድማ እቲ ቢሮ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ፀዊዑ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *