አብ ጅጅጋ ፍሉይ ቦታ ገርባሳ ካምፕ ተባሂሉ አብ ዝፅዋዕ ተጋሩ ብብሄራዊ መንነቶም ምኽንያት ጥራሕ ተኣሲሮም ዝነበሩ ወታደራዊ መኮነናት ሎሚ ዕለት 19 2015 ዓም ተፈቲሖም፡፡ ኣብ ካልኦታ ከባብታት ኢትዮጵያ ተመሳሳሊ እሱራት ከምዘለው ይፍለጥ::
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!