Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ባልዕ ባርኖስ ከምዘጋጠመን ከቢድ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎን ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እታ ዞባ ኣፍሊጡ።

እቲ ባልዕ ካብ 22 ጉንበት 2015ዓ/ም ጀሚሩ ከምዝተርኣየን ሕዚ ናብ 14 ጣብያታት ከምዝተስፋሕፈሐን ከቢድ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዞባ ደቡብ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንድወት ሓቢሮም።

ነዚ ባልዕ ንምኽልኻል ይሰራሕ ከምዘሎ ዝሓበሩ ኣይተ ሃይለ እቲ ባልዕ ናብ ካልኦት ከባብታት ከይስፋሕፋሕ ዝተዋደደ ስራሕቲ ከምዝጠልብ ፀዊዖም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *