Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ዕብየት ኢንዳስትሪ ትግራይ ዓብይ ተስፋ ዝነበሮን ቅድሚ ኲናት ከይዲ ህንፀቱ ልዕሊ 70 ሚኢታዊ በፂሑ ዝነበረን ፓርክ ኢንዳስትሪ ባዕኸር ብፀላእቲ ከቢድ ዕንወትን ጉሕለትን ከምዝበፀሖ ተሓቢሩ።

እቲ ፕሮጀክት ብልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢልዮን ቕርሺ ወፃኢ ኣብ 250 ሄክታር መሬት ዓሪፉ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ኮንትራክተራት ዝህነፅ ምንባሩ እውን ተገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *