ነበርትን ኣመራርሓን እቲ ከባቢ ንድወት ከምዝገለፅዎ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ዝነበረ ሰብኣዊ ሓገዝ ምቁራፁ ስዒቡ ህዝቢ እቲ ከባቢ ኣብ ከቢድ ፀገም ከምዝርከብ ብምግላፅ፣ህዝቢ ትግራይ ፅዒሩን ግዒሩን ክነብር ስምምዕ ሰላም መሊኡ ባይታ ንክሕዝ ርብርብ ክግበር ፀዊዖም።
ድወት
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!