Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 50 ክሳብ 60 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ሰብ ክፈትሕ ትፅቢት ዝግበሮ ዘመናዊ ሪልስቴት ክህነፅ ሰነድ ተፈሪሙ።

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕብረተሰብ ንምፍታሕ ኣብ ከተማ መቐለ ሪሊስቴት ንምህናፅ ባንኪ ወጋገን ምስ ሱር ኮንስትራክሽ ስምምዕ ሰነድ ተፈራሪሞም።

እቲ ሪሊስቴት ህንፀቱ ኣብ 2016 ዓ/ም ከም ዝጅምርን ንልዕሊ 50 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ዘለዎም ወገናት ከምዝፈትሕን ኣካያዲ ስራሕ ሱር ኮንስትራክሽ ኣይተ ዘንፉ ኣሰፋ ገሊፆም።

ፀገማት ሕብረተሰብ ንምቅላል ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉን ትግራይ ዳግም ህንፀት ትግራይ ንምቅልጣፍ እዉን ትካሎም ከምዝሰርሕ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ባንኪ ወጋገን ኣይተ ኣክሊሉ ዉበት ገሊፆም።



Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *