Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ – ብዝኽረ ሰማእታት ተጀሚሩ

ኣቕዲማ ኩለመዳያዊ ምድላዋታ እናወገነት ዝቐነየት ከተማ ኣኽሱም እንሆ ሎሚ 23 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ኣብ ድሮ በዓል ዓይኒ ዋሪ ኣጋምሸት ምእንተ ሃለዋትን ደሕንነትን ዝተሰውኡ ጀጋኑን ኩሎም ሰማእታት ትግራይን ዝኽሪ ሰማእታት ተኻይዱ ኣሎ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *