Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትግራይ ጥምየት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ በዚፂሑ ኣሎ – ዶይቸ ቬለ

ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ጥምየት ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ዓፀባን በፂሑ ኣሎ ይብል ዶይቸ ቬለ ፡ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓዳጋ ጥምየት ዘቕረቦ ፀብፃብ።

እቲ ማዕኸን ዜና ንፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ተወኪሱ 90 ሚኢታዊ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት ምኽንያት ንሞት ተቓሊዑ ከምዘሎ ገሊፆም ድሕሪ ምባል እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ውፅኢት ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ቅሉዑ ጀኖሳይዊ ኩናት፣ሰዒቡ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብን ድርቅን ከምኡ እውን ሕፅረት ሰብኣዊ ሓገዝን እዩ ይብል።

ዶይቸ ቬለ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተዘዋዊሩ ዘዘራረቦም ወልቀ ሰባት ዝቕመስ ዝልሓስ ስለዘይብሎም ኣብ ኣፍ ሞት ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *