Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትግራይ እናተጋደደ ዝኸይድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ሓደገኛ ይኸውን ምህላዉ ተገሊፁ።

መንቀሊ እዚ ዘይሕጋዊ ስደት ብምርዳእ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መላእ ሕብረተሰብ ንምፍታሕ ክረባረብ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ብምትሕብባር ቤት ሕሕፈት ጉዳያት ኮሙኒኬሽንን ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ትግራይ ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ኣመልኪቱ ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ ሞያ ፍትሕን ኣካላት ፀጥታ መድራኽ ዘተ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ይካየድ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *