Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ንዞባዊ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዝገልፁ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሎም።

ኣብቲ መፅናዕቲ፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ሶማሌላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕነት ብዙሕ ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ባህጊ ኢንቨስትመንት ሃገራት ወፃኢ ንክውስኽን ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነት እውን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ኣብቲ
መፅናዕቲ ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል ሓቢርካ ናይ ምልማዕ ሕቶ ምቕራባ ፍትሓዊን ናይ ዝኾነ ይኹን ረብሓ ዘይዳፋእ ከምዝኾነን ተሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *