Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መንጎ ተምሃሮ 240 ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከተማ ኣ/ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዉድድር ሕቶን መልስን ተምሃሪት ኣካዳሚ መርሲፉል ፓራዳይዝ መቐለ ሕሊና ተ/ማርያም ቀዳመይቲ ብምዉፃእ ተሸሊማ:: ማሕበረሰብ መርሲን ተምሃሪት ሕልናን እንኳዕ ደስ በለኩም::

ኣብ ዕፅዋን ክባን ነይርኪ ተረጋጊዖም ምስ ዝተመሃሩ ኢትዮጲያውያን ተወዳዲርኪ ቀዳመይቲ ምውፃእኪ ናይ ተኣምር ተኣምር እዩ።❤💛🙏🏾
የዒስ ዋዕሮ❤💛🙏🏾

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *