Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ።

እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ነቲ ስልጠና ዝተኸታተሉ ኣመራርሓ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ቦትኦም ምስተመለሱ ንመምህራን ከሰልጥኑ መደብ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና፥ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእኸል ዝተውፃእፅኡ ርእሰ መምህራን፣ ስፖርቫይዘራትን ካልኦት ኣመራርሓ ትምህርቲን ይሳተፉ ኣለዉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *