ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ብላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ።
ጉጀለ ሉኡኽ ክልል ላዝዮ ሃገረ ጣልያን ኣብ ፃንሒቱ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ክዝቲ እዩ።
ኣብ ኩሓ አብ ዝርከብ ሆሰፒታል፣ ዩኒቨርስቲ መቐለን ካልኦትን ዑደት ከምዝገብር እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ።

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!