Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ተሸይሞም

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ከምዝተሸሙ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *