ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም።
ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ብምዃን ከምዝተሸማ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!