Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ምስ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ዓድማዓይ ዘተ ምስላጢም ገሊፆም።

ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ትግራይ ምብፃሕ ንምክያድ ብዝሓዞ መደብ መሰረት ሎሚ 9 ጉንበት 2015 ዓ/ም መቐለ ኣትዩ ኣሎ።

ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ምስ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ተራኺቦም ሃናፃይ ምይይጥ ከምዘካየዱ ኣምባሳደር ሮላንድ ኣብ ዕላዊ ገፅ ትዊተሮም ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ንስለስተ መዓልታት ፃንሒት ዝገብር ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለያ ኸባቢታት ተዘዋዊሩ በቲ ኩናት ዝበፅሐ ዕንወት ክዕዘብ ምኻኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ።

ድወት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *