Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ትግራይ ዑደት ክገብር ኢዩ

ብኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮብያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ፅባሕ 09/09/2015 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዑደት ክገብር ኢዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ መቐለ ከምዘኣትው ዝተሓበረ እንትኾን ናብ ዓድግራትን ሽረን ብምኻድ ዑደት ክገብር ምዃኑ እዉን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።



ትግቲቪ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *