Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደራት ዓባይ ብሪታንያ ፣ ኣሜሪካ፣ ጀርመን፣ ጣልያን፣ ፈረንሳይ፣ዴንማርክን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልዊ ፓለቲካዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያን ኣድሂቦም ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም ።

እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤልን ተራኺቦም ክዝትዩ ትፅቢት ይግበር ።

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ነቶም ኣምባሳደራት ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ተረኺቦም ተቐቢሎሞም ኣለው።

እቶም ኣምባሳደራት ኩነታት ተመዛበልቲ ክርእዩ ምዃኖም እውን ተገሊጹ።

ዳንኤል ገብረእግዚኣብሄር

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *