Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ንታይዋን ንወተሃደራዊ ደገፍ ዝውዓል 345 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣሜሪካ ንታይዋን ንወተሃደራዊ ደገፍ ዝውዓል 345 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ።

እቲ ደገፍ ንታይዋን ክብ ዝኾነ ይኹም ኣንፈት ንዝመፅእ ፅሕተራ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ንእትገብሮ ፃዕሪ ንክተማዕብል ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ማዕቐፍ ደገፍ፥ ፀረ ነፈርቲ፣ ሚሳኤል፣ ወታደራዊ ስልጠናን ካልኦት ኣፅዋራት ኩይናትን ዘካተተ ኢዩ።

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ታይዋን፥ ኣሜሪካ ኣብ ታይዋን ዘላቒ ሰላም ንክህሉ ዓሊማ ንዝገበረቶ ደገፍ ንንእድ ኢሉ።

ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ቀጣና ዘሎ ሰላም ብምትሕብባር ምስረሐን ክቕፅላ ኢየን ምባሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

ፋና

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *