Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ትንተና/Analysis
0

ኣማራጺ ሓሳብ ሳወት እማመ ምጥያሽ መንግስቲ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ ግዝያዊ መንግስቲ ብዋናነት ብድሌት ህወሓት ወይ ካልእ ውሽጣዊ ኣካል ዝመፀ ኣይኮነን፡፡ ብድፍኢት ደጋዊ ኣካላት ዝተፈጠረ መድረኽ እዩ፡፡ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብወገኑ ኣብ ትግራይ ንኩሉ ዝሓቖፈ ስግግር መንግስቲ ክጣየሽ ቅድሚ ዓመት ጀሚሩ ፃውዒት እናገበረ ፀኒሑ እዩ፡፡ ሐዚ ዝጣየሽ ግዝያዊ መንግስቲ መንቀሊ ምኽንያቱ ብዘየገድስ፡ ምስ መትከላትን ዕላማታትን ውድብና ዝሳነ ኣቀዋውማን ልእኽቶን እንተሃልዩዎ ውድብና ተሳትፎ ክገብር ድልዉ እዩ፡፡ ብፍላይ ኣብ ኣመሰራርታ (PROCESS)፣ ብፅሒት (COMPOSITION)፣ ሓላፍነት (MANDATE) እቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ብሄራዊ ስምረት ተጋሩ ዘማዕብል ንኹሉ ዝሓቖፈ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ ተጋሩ ዘኽብር፣ ዕላማን ልእኹቶኡን ረብሓ ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ክኸውን ውድብና ክቃለስ.....Read More

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *