Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም (ITU) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ 24 መስከረም 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡

ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እቲ ሕብረትን ዘሰናድኡዎ ጉባኤ÷ “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንዘላቒን ፍትሓዊን መፃኢ ግዘ ሽቶታት ዘላቒ ልዓት ኣፍሪካ ትግበራ ምቅልጣፍ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንምምፃእን ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ምዕዋትን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝዝቲ ግዜኢ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *