Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

“ ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023 ” ዝብል ፎረም ፅባግሕ ክጅመር እዩ

ሚያዝያ 17/2015  ብኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ኮሚሽን ዘዳለዎ “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ዝባሃል ዓለም ለካዊ የንቨስትመንት ፎረም  ፅባሕ ኣብ አዲስ አበባ ከምዝክፈት ተሓቢሩ፡፡ካብ ሚያዝያ 18 እስካብ 20 ኣብ ዝካየድ ናይ ኢንቨስትመንት ፎረም መእተዊ ሰነድ ስምምዕ ፣ ናይ ፓናል ምይይጥ ፣ ንዝተመረፁ ድርጅታት ዕዶትን ዓውደ ምርኢትን ከምዝህሉ ተሓቢሩ፡፡

ፎሮም ኣብ ግብርና፣ ማንፋክቸሪንግ፣ አይ.ሲ.ቲ፣ ማዕድንን ትሪዝምን  ቆላሕታ ዝገበረ ምኳኑ ካብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ኮሚሽን ዝተረከበ ሓበሬታ የማላክት፡፡ ኣብቲ መድረክ ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሰብ ማል ፣ ናይ ንግዲ ተዋሳእቲ ፣ ፖለሲ ሓንፀፅቲን ስራሕ ፈጠርትን ክሳተፉ ትፅቢት ይግበር፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *