Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ፋብሪካ መፍረዪ ትራክተር ንምህናፅ ምስ ኩባንያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ተፈራሪሙ

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ፋብሪካ ኣብ ዓመት 10 ሺሕ ትራክተር ንምህናፅ ምስ ኩባንያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ተፈራሪሙ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ማናጀር ፕሮጀክት ዋይ ቲ ኦ ካማኮ ሲኒየር ዋንግ ሰን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ሞጆ ከምዝህነፅ ተገሊፁ።

እቲ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ነቲ ዓውዲ እተውፅኦ ሸርፊ ወፃኢ ብምድሓን ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ፋና

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *