Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያ ፡ ካውንስል ሕብረት ኣውሮፓ በዓል 11 ነጥቢ ኢትዮጵያ ዝምልከት ዘውፀኦ መደምድምታ ኣውንታዊ ምኳኑ ሚንሰቴር ወፃኢ ጉዳይ ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ብሓዱሽ መልኩዑ ንምሰራ ጠንኪራ እናሰርሐት ምኳና ገሊፁ፡፡ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ካውንስል ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ብ ማዝያ 24 2023 ዓ/ፈ ስብሰባ ድሕሪ ምግባሩ ኣብ ዘወፀኦ ፕረስ ገለፃ እዩ፡፡ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዑ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ንምጥንካር ዝጀመሮቶ ሰራሕ ዘጣናክር መግልፂ ምኳኑ እዩ፡፡መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሓዙት ሃገራት  ብሓዱ መልክዑ ርክባት እናሐደሰ ምኳኑ ሚንስተር ወፃኢ ጉዳይ ወሲኩ ገሊፁ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *