Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክተጠናኽር ኢያ

ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥብንኻር ድልየት ከምዘለዋ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ(ኢ/ር) ገሊፀን።

እተን ኮሚሽነር ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንተ ኣብሪሀን።

ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ዓቕሚ ብምጥቃም ክልቲአን ሃገራት ዘለወን ምትሕበባር ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ምልዛበን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ኢኮኖሚ፣ ልምዓት፣ ስራሕቲ ምህዞ፣ ምርምር፣ ትምህርቲን ሰብኣዊ ጉዳያትን እወንታዊ ርክብ ከምዘለወን ተገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *