Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ደመቀ መኮንን ምስ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ መዘነኦም ሼክ ዓብዱላህ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ጎና ጎኒ መበል 78 ኣኼባ ውሕመ ዝተኻየደ ምዃኑ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዘተኦም ድማ ናይ ሓባር ጉዳያት ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ዘልዐሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስማዕሚዖም።

Ethiopia

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *