አብ ወረዳ ዓዴት አብ ሰለስተ ጣብያ ብዕለት 09/2016 ዓ.ም ማይን በረድን ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ብምዝናቡ አብ ዝራእቲ ከቢድ ሓደጋ አብፅሑ።
ብፍላይ አብተን ክልተ ጣብያታት እታ ወረዳ ጣብያ ክሳድ ዓኺን ጉንድን አብ መሸላ፣ጣፍ፣ዳጉሻን አብ ቀለብ እንስሳን ከም ጣብያ ከቢድ ጉድአት ዘብፅሐ ኮይኑ አብ ጣብያ ሴኻ ድማ ብክፋል አብ ዝርአቲ ሓደጋ ከምዘብፀሓ ሓበሬታ እቲ ወረዳ የመላኽት ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!