Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

አብ ዝተገበረ ናይ ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ኮንፈረንስ ተጋደላይ ወ/ስላሴ ወ/ሚካኤልኣማካሪ ፕረዚዳንት ግዚያዊ ምሕደራ ትግራይ መብራርሂ ሂቦም

አብ ዝተገበረ ናይ ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ኮንፈረንስ
ስላምን ድህንነትን ትግራይ ብዘላቂ ምውሓስ
● ዴሞክራታይዜሽን ክህሉን ሕብርት ትግራውያን ክብ ክብልን
● ልምዓት ትግራይ ምርግጋፅ ሙካኑ ናይ ሳይበር ፖወር ወናኒ አይት ኤፍሬም መስፍን መብራርሂ ሂቦም
አብቲ ኮንፈረንስ ዝተሳተፍ ክብራት አጋይሽ

ተጋደላይ ወ/ስላሴ ወ/ሚካኤል

  1. ኣማካሪ ፕረዚዳንት ግዚያዊ ምሕደራ ትግራይ
  2. መ/ር ፖለቲካ ሳይንስ ኣብ ኣክሱም ዩኒቨርስቲ
  3. ናይ ኢትዮጵያ ሃገር ውሽጢ ድሕንነት ዳሬክተር ኮይኖም ዘገልገሉ
  4. ሰለስተ መፃሕፍቲ ዝፃሓፉ ( Terrorism in Ethiopia and in the horn of Africa, ሃይማኖትና
    ኣዲሱ ጦርኖት, terrirosim in East Africa in case of Kenya )
  5. ናይ ህልውና መከተ ቃልስን ናይ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ተጋደላይ

ኤፍሬም መስፍን

  1. ዕለዋይ ወናኒ ትካል ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ
  2. ባዓል ሙያ ሕክምና
  3. Freedom fighter /ተጋደላይ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ

ሃይሉ ከበደ

  1. ሓላፊ ክፍሊ ጉዳያት ወፃኢ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
  2. ወናኒ ቢዝነስ ትካል
  3. በዓለ ሙያን ምሁርን ስቪል ምህንድስና

ዶ/ር ገላውዴዎስ ኣርኣያ

  1. ብፕፎሴር ዓለም ለካዊ መፅናዕቲ ኣብ ማእክል ኮንክቲከት ሃገራዊ ዩኒቨርስቲን
  2. ፕረዚዳንት IDEAን
  3. ደራሲ ብዙሓት መፃሓፍቲ
  4. ድራሲ ብዙሓት መፃሓፍትን ኣርቲክላት
    5።

ሓጋዚ ፕ/ር የማነ ዘርኣይ

  1. ኮሚሽነር ኮሚሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይን
  2. መ/ር ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ
  3. ኣርቲክላት ዝፀሓፈን

መረሳ ፅሃየ

  1. ሓጋዚ ፕ/ር ፖለቲካ ሳይንስ፣ ግጭትን ድሕንነትን ኣብ
    መቐለ ዪኒቨርስቲ (መምህር)
  2. ኣርቲክላት ዝፀሓፈን

ዘይተርክበ
ገብረሥላሴ ካሕሳይ ኪዳነ

  1. ሓላፊ ጉዳያት ክምዩኒኬሽን ውድብ ናጽነት ትግራይ
  2. መ/ር ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓፈሻዊ

ሳይበር ሚድያ ትግራይ ዓውደ ትኩረቱ ኣብ
1) ስላምን ድህንነትን ትግራይ ብዘላቂ ምውሓስ
2) ዲሞክራታዜሽን 3)
ልምዓት ትግራይ ንምርግጋፅ ዝብሉ ዓውድታት ፈልዩ ይስርሕ።

ሳይበር ዝስርሐሉ ሰፊሕ ሸነክ
● ስላምን ድህንነትን ትግራይ ብዘላቂ ምውሓስ
● ዴሞክራታይዜሽን
● ልምዓት ትግራይ ምርግጋፅ ሙካኑ ናይ ሳይበር ፖወር ወናኒ አይት ኤፍሬም መስፍን መብራርሂ ሂቦም ፣

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *