ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ንናይ ሽዱሽተ ዞባታት ሓለፍቲ ኣብያተ ፅሕፈት ምልዕዓል ህዝቢ ኮይኖም ተመዲቦም ኣብ ስራሕ ዝፀንሑ ኣመራርሓ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሎም።
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት
15 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!