Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ትማሊ ዝጀመረ ክልላዊ መድረኽ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ ኣሎ

እቲ ክልላዊ መድረኽ ኣብ ህልዊ ኹነታት ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ : ቀፀልቲ ኣንፈታት ከም ዘነፅር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ምግላፁ ዝዝከር እዩ።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ምዕባለታት እቲ መድረኽ ተኸታቲሉ ናብ ኣድመፅቲ ተመልኸቲ ኸቅርብ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *