Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

 ቱርኪ፡ ናይ ቱርኪ ፕሬዚዳንት ረጀን ጣይብ ኤርዶጎን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምስገና ኣቅሪቡ

ናይ ቱርኪ ፕሬዚዳንት ረጀን ጣይብ ኤርዶጎን ኣብ ሃገሩ ተፈጢሩ ዝነበር ርዕደ መሬት ሓደጋ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ እዋን ቅልጡፍ ሂወት ኣድሕንን ድጋፍን ንዝገበሮ ሓገዝ ልዑል ምሰገና ኣቅሪቦም፡፡

እቲ ፕረዚዳን ኣብ ቱርኪ ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር አደም መሓመድን ናይ ኢትዮጵያ ሂወት ኣድሕን ጉጅለ መራሕ ሌ/ጄኔራል ደስታ አቢቼ ናይ ምስገና ምስክር ወረቀትን ሜዳልያን ሂብዎም፡፡ ብተመሳሳል ኣብቲ ርዕደ መሬት እዋን ሓገዝ ዝገበሩ ካሎኦ ሃገራት እውን ተመሳሳሊ ናይ ምስገና ሽልማት ተለጊሱ እዩ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *