Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ተወሳኺ ነጥብታት ካብ መግለፂ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ !

★ እዚ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ከም ብሄር እንዝክሮ እዩ።

★ ንጀጋኑ ስውኣት፣ ንስድራ ስውኣት፣ጉዳኣት ኣካል ኮታስ ምእንቲ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ንዝኸፈሉ ዘይኸውን ጥሪት ትግራይ የለን።

★ እቲ ሓዘን ናይ ሕድ ሕድ ስድራ ጥራሕ ኣይኮነን፣ንህልውና ትግራይ ዝተኸፈለ ዋጋ ስለዝኾነ ናይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ውራይ እዩ ።

★ ተዝከኣል ነይሩ መንእሰይና ዘይስወኣሉ መንገዲ ምመረፁኩ ነይረ ።

★ ኣስክሬን ነመፅእ ኢና፣ነርእየኩም ኢና እናበሉ ህዝቢ ኣብ ዘጭበርብሩ ደላላታት ስጉምቲ ምውሳድ ጀሚርና ኣለና ።

★ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን እንትንዝክር ትግራይ ብመስዋእቲ ደቂ ንምዕዋት እትደልዮ ሕራነ ፈጢርና ናብ ዕማማትና እንወፍረሉ ክኸውን ይግባእ።

ክቡራትን ክቡራናን ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ሬድዮን ቴሌቭዥንን ድወት ክቐርብ እዩ ንኽትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *