Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ተመዛበልቲ ወገናት ሕዚ እውን ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቑጠባዊ ፀገማት ወዲቕና ኢሎም

ናብ መረበትና ክንምለስ ብዘይምክኣልናን እዋን ክራማት ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቑጠባዊ ቕልውላው ሕማማትን ወዲቕና ኣለና ክብሉ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ተዓቚቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ገሊፆም።

ህዝብን ምምሕዳር ከተማ መቐለ ነቶም ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ስደተኛታት ከተማን መቐለን እንዳባጉናን ዝርከቡ ወገናት ብልዕሊ 16 ሚልዮን ቕርሺ ዝዓደግዎ ሓገዝ እኽሊ ኣበርኪቱ ።

እዞም ወገናት ንካልኣይ ግዘ ዝተመዛበሉ እንትኾኑ ዘለውሉ ኩነታት ኣብዩ ሓደገኛ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣብ ከተማ እንዳባጉና ንካልኣይ ግዘ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 45ሸሕን477 ተመዛበልቲ ከምዘለው ይፍለጥ።

ድወት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *